ድርብ ቋንቋነት - ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ ናብ ትሕዝቶ ኪድ ቀንዲ መምረጺ ቀንዲ መምረጺ ናብ ጎድናዊ ሽራጥ ኣንቀሳቕስ ሕባእ ዳህሳስ መበገሲ ገጽ ማዕጾ ማሕበረ ሰብ ናይ ቀረባ ግዜ ለውጥታት ሃውራዊ ገጽ ሓገዝ ፍሉያት ገጻት ድለይ ድለይ መልክዕ ወፈያታት መለለዪ መንነት ፍጠር ብመንነት እተው ግላዊ መሳርሒታት ወፈያታት መለለዪ መንነት ፍጠር ብመንነት እተው ድርብ ቋንቋነት 85 ቋንቋታት Afrikaans العربية مصرى অসমীয়া Aymar aru Azərbaycanca Беларуская Български ပအိုဝ်ႏဘာႏသာႏ বাংলা Brezhoneg Català کوردی Čeština Dansk Deutsch Ελληνικά English Esperanto Español Eesti Euskara فارسی Suomi Français Nordfriisk Gaeilge Gàidhlig Galego עברית हिन्दी Hrvatski Հայերեն Interlingua Jaku Iban Bahasa Indonesia ГӀалгӀай Íslenska Italiano 日本語 ქართული Taqbaylit Қазақша 한국어 Kurdî Latina Latviešu Македонски मराठी Bahasa Melayu Malti नेपाली Nederlands Norsk nynorsk Norsk bokmål ਪੰਜਾਬੀ Papiamentu Polski Português Rumantsch Română Русский Srpskohrvatski / српскохрватски සිංහල Simple English Slovenčina Shqip Српски / srpski Sunda Svenska தமிழ் తెలుగు Тоҷикӣ ไทย Türkçe Українська اردو Vèneto Tiếng Việt 吴语 IsiXhosa მარგალური ⵜⴰⵎⴰⵣⵉⵖⵜ ⵜⴰⵏⴰⵡⴰⵢⵜ 粵語 中文 መጋጠሚታት ኣመዓራርይ ጽሑፍ ምይይጥ ትግርኛ ኣንብብ ኣመዓራርይ ኮድ ኣመዓራርይ ታሪኽ ርኣይ መሳርሒታት መሳርሒታት ናብ ጎድናዊ ሽራጥ ኣንቀሳቕስ ሕባእ ተግባራት ኣንብብ ኣመዓራርይ ኮድ ኣመዓራርይ ታሪኽ ርኣይ ሓፈሻዊ ናብዚ ገጽ መጋጠሚታት ተዛመድቲ ለውጥታት ፋይል ጸዓን/ስቐል ቀዋሚ መጋጠሚ ሓበሬታ ገጽ እዚ ገጽ ጥቐስ ዝተሓጽረ URL ርኸብ Switch to legacy parser ሕተም/ስደድ መጽሓፍ ፍጠር ከም PDF ኣውርድ ተሓታሚ ሕታም ኣብ ካልኦት ፕሮጀክታት ዊኪሜድያ ኮመንዝ ናይ ዊኪዳታ ውልቀ ነገር መልክዕ ናብ ጎድናዊ ሽራጥ ኣንቀሳቕስ ሕባእ ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ ድርብ ቋንቋነት: ዝበዝሑ ህዝብታት ዓለም ሰብ ድርብ ወይ ብዙሕ ቋንቋ ኢዮም። ድርብ ወይ ብዝሐ-ቋንቋ ንውልቀ-ሰብ ይኹን ንሕብረተ-ሰብ ኣዝዩ ጠቓሚ ኢዩ። ካብ ሓደ ሃገር ናብ ካልእ ሃገር ዝቐየሩ ስድራቤታት፡ ቋንቋ ኣደኦም ምስ ዚዕቅቡ ምስ ሃገሮም ርክቦም ኪቕጽሉ ዝቐለል ይዀነሎም። ካብ ከምዚኦም ዓይነት ስድራ-ቤታት ዝተወልዱ ቈልዑ፡ ቋንቋ ስድራኦም ኪዛረቡ ዚኽእሉ ምስ ዝዀኑ፡ ባህሊ ስድራ-ቤቶም ንኺቕበሉ ዝዓበየ ዕድል ኣሎዎም። ድርብ ቋንቋ ዘሎዎም ሰባት፡ ጥቕሚ ብዝሐ-ባህልታት ብቐሊሉ የስተ ማቕሩ፡ ሰፊሕ ኣረኣኣያ ዓለም ኪፈጥሩ ከኣ ይኽእሉ። ቋንቋ ኣደ፡ ንርክብ ኣብ መንጎ ስድራቤታትን ኣዝማድን፡ ንቘልዑ ከኣ ኣብ ናይ ገዛእ ርእሶም መንነትን ዝምድናን ርግጸኛታት ኪዀኑን ኣዝዩ ጠቓሚ ኢዩ። ኵሎም ቘልዑ ክልተ ወይ ዝያዳ ቋንቋታት ኣብ ሓደ ግዜ ኬጽንዑ ይኽእሉ ኢዮም። ግን ንኽልቲኡ ቋንቋታት ብማዕረ ዚኽእሉዎ ሳሕቲ ኢዩ። ቈልዓ፡ ንኽልቲኡ ቋንቋታት ብዝለ ዓለ ደረጃ መታን ኬማዕብሎ፡ ሓገዝ ስድራ-ቤትን ቅድመ ትምህ ርትን ቤት ትምህርትን የድሊ። ምስቲ ቘልዓ ርክብ ዘሎዎም ዓበይቲ፡ እቲ ቘልዓ ቋንቋ ኣደኡ ንኺጥቀም ብዝተፈላለየ መንገዲ ኬተባብዑዎን ኪድግፉዎን ኣድላዪ ኢዩ። ቋንቋ ውሑዳን ብምጥቃም- ኣብ ስድራ-ቤታት ጥራይ ዘይኰነ፡ ኣብ ቦታ መጻወቲ፡ ኣብ ቅድመ ትምህርቲ፡ ኣብ ክፍልን ኣብ ስራሕን - ስድራ ቤታትን መምህራንን ነቲ ቘልዓ ብዝሐ ቋንቋ ምህላው ባህርያዊ ከም ዝዀነ ብጭቡጥ ኬርእዩዎ ይኽእሉ። ድርብ-ቋንቋነት ብዙሕ ኣወንታዊ ነገራት ስለ ዘሎዎ፣መብዛሕትኦም ክልተ ወይ ሓያለ ቋንቋ ዘሎዎም ስድራ-ቤታት ነዞም ቋንቋታት’ዚኣቶም ኬልግሱዎም ኢልካ ምሕሳብ ብፍጹም ዘይክኣል’ዩ። እቲ ዝተረፈ ሕብረተ-ሰብ፡ ሰባት ብብዙሕ ቋንቋታት ምዝራቦም ብኣወን ታዊ ዓይኒ ምስ ዚርእዮ፣ ምዕባሌ ክልተ ቋንቋ ይቐልል። ካብ «https://ti.wikipedia.org/w/index.php?title=ድርብ_ቋንቋነት&oldid=23816» ተረኺቡ መደብ፦ ቋንቋ እዚ ገጽ እዚ ንመወዳእታ ግዜ ብ7 ነሓሰ 2022 ሰዓት 07:03 ተመዓራርዩ ነይሩ። Page was rendered with Parsoid. ጽሑፍ ኣብ ትሕቲ ፍቓድ ክርኤቲቭ ኮመንዝ ባህርይ ተመሳሳሊ ምክፋል 4.0 (Creative Commons Attribution-ShareAlike 4.0 License) ይርከብ እዩ፤ ተወሰኽቲ ውዕላት ከተግብሩ ይኽእሉ እዮም። ነዚ መካን እዚ ብምጥቃም፣ ንውዕላት ኣጠቓቕማናን ንሕጊ ስትረትናን ትሰማምዓሉ ኢኻ። Wikipedia® ዝተመዝገበ ምልክት ንግድ መሰረት ዊኪሜድያ እዩ፣ መኽሰብ ዘይድልብ ውድብ። ሕጊ ስትረት ብዛዕባ ዊኪፔዲያ ደረት ሓላፍነት ስርዓት ኣካይዳ ኣማዕበልቲ ስታቲስቲክስ መግለጺ ኩኪታት ትርኢት ሞባይል ድለይ ድለይ ድርብ ቋንቋነት 85 ቋንቋታት ክፋል ወስኽ